New Eritrean movie 2020 part 2 ማእለማ (maelema )flim by #muzit,tonborsa
15 okt. 2020
112 513 Weergaven
New Eritrean movie 2020 part 2 ማእለማ(maelema ) flim by #muzit,tonborsa
Love your refugee Welcome to LYR TV Music Channel. We are very proud to present to you Eritrean and Ethiopian music.We will continue to deliver an amazing and quality Eritrean and Ethiopian music industry to you.
SUBSCRIBE NOW For the Latest New Eritrean and Ethiopian Music and MANY more.
LYR TV
t.me/TVLYR
እዛ ኪላሲካል እባ ተረዱኡና ንምንታይ ኢኩም እስትያት ዘይተማልኡ ዋ ኢለኩም ኣለኩ
Anta Abey zelo GUHAFF detffee(music) ekkum teteqemkum ZEHEZEN Eyou QESS keman keyebel aww ellu REBESHUNA.
❤️❤️❤️❤️❤️
Wewwww
ደስ ዝብል ስራህ ናይ ብሃኪ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ከጽልዮ ሙዚት ሃፍተይ።
ዊንታግንናማንድዩሽጋራትስሕቢ ኣይትገብርያይ ዊቲ💜💜💜💜💜❤❤❤
❤❤❤❤❤❤💘💘❤💘💘❤❤❤ማሮች❤❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘
እዋይ ጉደይ ጉድ ዩ ጉደይ እንታይ ጉዱዩ 😫ልብና መሽትኩሞ
ሾርሙጣ እስታይልክውን ሾርምጣይመስል አብዝባን ስብአይካ ጥንስሎ ዋይ
እቶም ክልተ አሕዋት ደስ ክብሉ ብፍላይ ናይ መጨረሻ ቻዋም ብፃሎት
niseb nefiker ente bedilna koa Fetari ngdefelu dia zablet semhar
Ane hade neger alo zgeremeni winta nay bhaki dya shigara tshb
Enqoa bselam mexakum
አነ ዝገርመኒ ዊንታ ካብ ጥንሲ አይትወፅእን ዲያ ግን ስጋራ ልሙድ ገይርክምዎ
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏💪
👍👍💕💗💞💛💚💙💜
ዊንታን ቶማስን ማራ እየ ዝፈትወኩም ግን ዊንታይ ሽኮሪ እዚ ኣብ ክልተ ፍንጫኪ ዘሎን ኣብ ምጭሪክን ኣውፅእዮ ብዝተረፈ ኩሉኩም ሓባይብ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ራያ
Kulu tsebuk alo nayza haftu ne efrem kab hiji eti caracter nata zeyrdeaka. hansabe gual geza temsle hansab gual shuk temsle ne abnet Nahom nabti seraha mesmtse zerayeto caracter ere ans kale gual meslatni nera..selzi hesbulu beztrefe bertu bini ewala abzwen kema elka aleka (lol) haftekum❤
ስለምንታይ ኢዩ እዚ ፍሊም ተመሳሳሊ ዝኮውን ዘሎ
Wawww deki Erey halalat xubuk srah Gn Eta music rebashi dmxi lewa bterefe qexlwo nfuat💯✅🥰
ክህክክክክክክ ወይ ፅፊዒት
ዊንታ ሚስኪን ኩሉ ምስ ፀፈዓ ግን ካዓ ኬፍ ኣለኩም ሙቁራታይ ንዊንታ ክፈትዎ ማዓት እየ ንዊንቲ ዝፈትዎ እባ like ግጨዉኒ
ፊልም ጽብቅቲ ፡ እቲ ክላሲክ ኣምሓርኛ ድኣ እንታይ ብጥበብ ጌርኩም ከተላምዱና ክትድምሩና ደሊኩም ኣይግድን ክላሲክ ቀይሩ ሓደራ ።
ፅብቅቲ ፊልሚ እያ ግን እታ ደርፉ ክተፅልእ
ዋእ ነዛ ዊንታ ኣብ ኩሉ ካራክተራ ሽጋራ ናስሓብኩም ወልፊ ከይትሕዛ
Nice job
ሓደ ስነ ጥበባዊ መምህር ናይ ሕብረተ ሰብ እዩ ስለዚ ዊንታ ኣብ ከንፈርኪ ዘሎ ኣርሕቅዮ ባህልና ንዓቅብ
Nais flim qexlwo
ጠኒስካስ ሲጋራ ይትከክ አቲ ተከክ
wawww
ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ
This film show that we in diaspora as a milk cow that milking to the bleeding, because we are idiots and gullible
This film reflects on the current situation in ethiopia and eritrea how the situation is our women are charged so fast not for the good but for the worst
Selchiyana ko bitinsi gele film miriay
Bteami bulux srah ezom nay adiss eko
እዛ ዊንታ ሲ መሰልቾ አያ ኩሉ ግዜ ኣክተር እንዳ ገበርዋ ባእ ካልእ ቦታ ሃብዋ ዝዋላእካያ ፊልም እሳ ኣክተር ግን ፈተዉታ ቡዙሓት ስለ ዝኮንኩም ከይተእገርግሩ pliss ፊልሚ ዝወጻ የብላን
Welcoam dik ari
Mukurat ❤️❤️❤️❤️❤️
Why did she smoke cigarettes not a good example for the kids and girls. Not a family value at all, she thinks she is cool by smoking 🚬.
I Guess Because She was depressed Maybe
It is good explain bro she doesn’t teach all not make sense
እዋይ ዊንቲ ሽኮር እዛ ክዳን ከይ ቀየርክያ እዞም ኣወዳትስ ስርር ቀኒኩም ጥንሲ ምስ ኣጋጠመ ስደድዮ ኢልኩም ኣብ ዘይ ሓጤትና ተእትውና ምስ ተወለዱ ተደሊኩም ምስ ተወለደ ስደድዎ ባዕልኩም ደፍራት ኢኩም መቸም
ናይ ብሓቂ ከምዘይ ልሙኑ ዝነበሩ ጥንሲ ምስ በጸሐ ግን ከም ጎሓፍ እዮም ዝሪኡካ
Bejakum etwa klasika auf uwa lalilalalalilala keyruwa bejakum
ዊንቱ ወትሩ ምስተፀፈዐት😢😢😢
እንቃእ ብሰላም መጻእኩሙ የህዋት
Willkommen deki erey xbuk srah kexlwo
ዋው ፅቡቕ ስራሕ ዩ ዶሞ ቀፅሉሉ
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምኣጃም ጋል ጥንሰኤ አታ አልቶ ንውኣደ ዘክኑ??
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኣቱም ሰባት እንታይ ዲኩም ሓሲብኩም ንዊንታ ዘይትጉሑፉዋ ደቂ ኣንስትዮ ና ብናይዚካ ተግባራት ተበኪለን ተባላሽየን
ተዓዘብቲ ኣይተኽብሩን ዲኩም እዚ መሰነይታ ደርፊ ኣዝዩ ረባሺ ኮይኑ
Serihom wediomo keykonu
አረ ንገረለይ ክድብረኻ ኡፉፉፉ
እንጓዕ ብሰላም መጻኹም LYR-TV "ማእለማ " ኣጀማምራኣ ብጣዕሚ ዓሚቕ ከም ውቅያኖስ ብስሕለት ተሕልፍ ትምህር ተአንፍት ኣላ ብጣዕሚ ፈትየያ ኣጆኩም ጽቡቕ ስራሕ።
Wawww❤️❤️❤️❤️❤️
ኣታ ዛዊንታ በቃ ድያ ኣብ ንባዓትን ሸጋራን ካቡኡ ውፅእ ትብል ኣይትኽእልን
ኡፍፍፍፍፍ ያ እዛ ክላሲካል ጉድ ዩ ትብል ዘይተጥፍእዋ በጃኹም ረቢሻትና ኮ
አወ ብጣዕሚ ትርብሽ አላ
ሓቅካ ኣምሓርኛ የላምዱና ኣለዉ ሕማቅ ስራሕ
አረ እዎ እንተኪኢልኩም ኣጥፉኡልና
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ተዋሳእቲ! ብፍላይ ( ? )
ዊንታ
❤✌🇪🇷
💓💓💓💓💕💕💕
Buaa ata ezi rasta sea haky ab kula Film deo ateu haky abazihomo keykonu tetratire aselchina eko haha welas abay tiray eyu
ደርፊ ኣመርጽኩምን እንታይ እዩ ጉድዩ ከ
ዊንታ ከ እታ ፎጣ ምቅያር ኣየድልያን ድዩ ኮይኑ
ደራሲት ሙዚት ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኺ ከም ኣጀማምራ ኣውዳድኣ ከኣ ዝበለጸት ክትከውን ተስፋ ይገብር
ሙዚት ኣጆኪ ቀፅልዮ ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ ብሉፃት ተዋሳእቲ ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይመነየልኩም🌹
ደሰባሃልቲ
ሐላላት ሳብስክራይብ ግበሩንይ 💕💕
ጋና ወረ ሽጋራ ኣይኮነን ድሕሪ ክልተ ማዓልቲ ሓሽሽ ኽትስሕቢ እኺ። ሓራስ ኢዳ ትብላዓ ናይ ኢድኪ ረኸብኪ ኣለኺ።
በሐቂ
ከመይ ዲኹም ተሕጉሱኒ ፍትዋትን ሙቁራት እቶም ክልተ ኣሕዋት ብፍላይ የቅንኡኻ ኣጀኹም ቀፅልሉ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ
Xbuk sraha kexlyo Wldo derasit ka ajoki bertia kabaki buzuh nxbe
Waww,,,, wawwwwww betaemi xebuk serah derasitan❤️💕 tewsetan betaom I nefuoat💗💖👍💕❤️💞
ግን ኖርማል ድያ ሽጋራ ትስሕብ ዘላ ዊንታ
No
አወ 😂😂
Wow well come shkornatt xbuk film bahki
ደስ ባሃሊት ፊሊሚ እያ እሞ ኣብግዜኣ ሱደዱሉና ደቂ ኤሪየ ሽኮራት ማራ ኬፍ ኣለዋ💓💓💓
Winta gni sigara msetay abezhkyo kurbi kanslu kayetiwlife bzkona daki Eri xebuki serhe kaxeluwo
Btaeme des zbl film ketslwo
Nicc xbukat deki eri
Welcme Deki Erey Halalat
አረ እቲይ ሙዝቃ ቀይርዎ ከፅልእ
Way btaemi rbishunis gedifoyo
Hjiko dhana zela darga wexia kab nay bqedamay xubuq gera thayshi
👌💖💖👉🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
Thomas hawey jym sirah eka sorry akribe ye🇪🇷love you deki erey 🇪🇷🇪🇷🙏🏿
ዊንታ መኮነን ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ኩሉ ትኽእልሉ ሓንሳብ ግን ጋል ሃገረሰብ ኮንኪ ኽትዋስኢ ክርኤኪ ደስ ምበለኒ 😘🇪🇷😘
ዋውውውው ገለ ዓይነት ስራሕ ኣታ እዛ ስንት ሲ በቃ ኣብ ዝኮነ ይኩን ዲኩም ተብክይዋን ተሕርቅዋን ከብደይ እበር በሊዓትኒ እዞም ክልተ እሕዋት ደስ ክብሉ ቀፅልዎ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ኢሬይ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ፍትውውውውውውውው እየ ዘብለኩም
ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤረይ ሓላላት ጽቡቕ ስራሕ ከኣ ❤️👈
Anes neti rasta kftwo meat eye efffff
ሚልካና 😁😁😁
ኣብ ስውር ስፌት ናይ ክልቲኦም ቆልዓ ኣብ ኡጓንዳ ኣለዎም እዩ ክክክክ
ኢዋይ ዊንታ አብኩሉ ፍልሚ ብክያት ሓደ ማዓልቲ ሳሓቂ ሰላም አይ ገደፍኩይ
Wowwwwww ❤❤❤❤❤
Happy Saturday and Sunday guys 🙏🙏🙏❤❤❤
AAA as a as a as
Welcome nice jobe guys❤❤❤
ዊንታ ኢዚ ኹሉ ትጽፉዕኦ ዘለኽን ጻማኽን ትኽፈሎኦ ይግበርክን ዕድልክን የጸቡቆ
ብጣዓሚ ፅቡቅ ፍሊሚ እዩ ብዘይ ምቁራፅ ቀፅልዎ ደቂ ኤሪየይ ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ
ዋውውው
woww well come shkorinatat burk kedam senbet yigberelna ahwatey kea adnaktkum eye 🇪🇹❤❤🇪🇷 ❤❤👌
Ezias mszi gezea tkyd eya nay bhaki meharit film
ዋውውውው❤❤❤❤
ሓባይብ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
Welcam ሙቁራት ንመጀመርያ ግዜ ቀዳመይቲ ይፅሕፍ ኣለኩ ቡሩክ ቀዳመን ሰንበት ይግበረልና🙏🙏🙏❤❤
ኣሜን ሳብስክራይብ ግበሩለይ
ኣንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሓባይብ
Nice job guys 👏 👍 👌 🙌